ንኽጥሕሉ ኣይትሕደግዎም Don’t Let Them Drown demonstration leaflet Tigrinya

  • Home / Asylum / ንኽጥሕሉ ኣይትሕደግዎም Don’t…
ንኽጥሕሉ ኣይትሕደግዎም Don’t Let Them Drown demonstration leaflet Tigrinya

ንኽጥሕሉ ኣይትሕደግዎም Don’t Let Them Drown demonstration leaflet Tigrinya

ንኽጥሕሉ ኣይትሕደግዎም
Don’t Let Them Drown
ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ከተማ ሸፍልድ ንሰሉስ 17 መጋቢት
ርእስና ኣብ ሑጻ ምቕባር ደው ነብል::
ኣማኢት ሰባት ኣብ ባሕሪ አንዳ ሞቱ ክለዉ: ሃገራት ርእሰን ኣብ ሑጻ ምቕባር ደው
ከብላ ኣለወን::
መንግስቲ ዓባይ ብሪጣንያን ኤውሮጳዊ ሕብረትን ህይወት ንምድሓን ክወስድዎም
ዝኽእሉ ስጉምቲታት እዞም ዝስዕቡ አማራስትት ኣሎዉ
 ንሓተቲ ዑቕባ ናብ ኤውሮፓ ዝኣትዉሉ ውሑስን ሕጋውን መስመር
ምኽፋት::
 ካብ ሓድሽ መንግስቲ ግሪኽ ተማሃሩ: ንሓተት ኣዑቕባ ናብ ኩናትን
ዓመጽን ደፍእኩም ኣይትምለስዎም::
 ንፎርትረስ ኤውሮፕ በድህዎ: ካብ ኩናትን ዓመጽን ንዝመጹ ስደተኛታት
እንቃዕ ብደሓን መጻኹም ኢልኩም ተቐበልዎም::
ምሳና ኣብ ሰለማዊ ሰልፊ ተሳተፉ: ንመንግስቲ ዓባይ ብሪጣንያ ‘ንኽጥሕሉ ኣይትሕደግዎም
በልዎ!’
ሰሉስ 17 መጋቢት ኣብ ዕዳጋ ሙር (the Moor) 12:12 ንራኸብ:: ካብኡ ድማ ሰዓት ሓደ ናብ
ምምሕዳር ከተማ ክንበጽሕ ኢና:: ቀጺልና ድማ ናብ ሆም ኦፊስ (Home Office at
Vulcan House S3 8NU )ሰዓት ክልተ ክንበጽሕ ኢና::
Organised by the South Yorkshire Migration and Asylum Action Group
email: dignitynotdetention@yahoo.co.uk web: www.symaag.org.uk Twitter: @symaag

Download this leaflet Dont let them drown flyer(1) tigrinyaDont let them drown flyer

Leave a Reply

This site uses Akismet to reduce spam. Learn how your comment data is processed.

css.php